TIGRIGNA
ዜና
SAHO NEWS ( June 20, 2008 03)
መስራቲ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት
ሳሆ-ኤርትራ ብEዉት ተሰላሲሉ፡፡
መስራቲ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ-ኤርትራ(ደግሓሳኤ): ብዓወት ተሰላሲሉ፡፡ ካብ 11-12 ሰነ 2008 ዝተኻየደ መስራቲ ጉባኤ መሪሕ ውድብ ህዝቢ ብሄር-ሳሆ ኤርትራ፡ «ይኣክል ወጽዓ!!፤ መሰል ርEሰ-ውሳኔ ብሄራት ኤርትራ ንምርግጋጽ ንቃለስ!!፤ ኩሉ ዓቕምታት ሰውራ ብቐዳምነት Aንጻር ፋሽስታዊ ስርዓት ህግደፍ ይቕናE!!» ብዝብሉ መሪሕ ጭሮሖታት ደሚቑ ዝተሰላሰለ ጉባኤ ነየሩ፡፡
Eዚ ህዝብታትና፡ ብመሪር ብሄራዊ ጭቆናን Aድልዎን ብሓደ ወገን፤ ብዘስካሕክሕ ፖለቲካዊ ወጽዓን ሕሱም ቁጠባዊ ምዝመዛን ከኣ በቲ ካልE ወገን ኣብ ዝግረፈሉን ከቢድ ናይ ብርሰት ሓደጋ ኣንጸላልዩሉ ኣብ ዘሎ ዝተሰላሰለ መስራቲ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ-ኤርትራ፡ ፈለማ ኣሰናዳI ጉባኤ ንዘቕረቦ ጸብጻብ ገምጊሙ፡፡ ቀጺሉ ድማ፡ ኣብቶም ዝቐረቡ ንድፍታት ፖለቲካዊ መደብ-Eዮን ቅዋምን Eቱብ ምይይጥ ብምክያድ ኣጽዲቑ፡፡ ብደሞክራስያዊ ኣገባብ መሪሕነት ብምምራጽን ኣገደስቲ ለበዋታት ብምምሕልላፍን ድማ መስራቲ ጉባኤU ብዓወት ዛዚሙ፡፡
Eዚ ኣብ'ቲ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ፡ ብሰንኪ ጸረ-ደሞክራሲን ጸረ-ሰላምን ምሕደራ ስርዓት ህግደፍ ካብ ቤት-ንብረቶም ዝተመዛበሉ ስደተኛታት ዝርከቡሉ መደበር ስደተኛታት ሽመልባ ዝተኻየደ Eዉት መስራቲ ጉባኤ ደ.ግ.ሓ.ስ.ኤ.፡ ሰፊሕ ገድላዊ ደገፍ ስደተኛታት፣ መሓዙት ውድባትን ማሕበራትን ከይተፈልዮ ዝተሰላሰለ ነይሩ፡፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ተሃድሶ ኤርትራ (ሰ.ደ.ተ.ኤ.)፤ ማሕበር ስነ-ጥበብ ተስፋ (ማ.ስ.ተ.)፤ ወኪል ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ደ.ም.ሓ.ኩ.ኤ.) ኣብ ሽመልባን፡ ኣብ ሙሉE መስርሕ ናይቲ ጉባኤ ብምስታፍ ስትራተጂካዊ ደገፎም ዝሃቡሉ ክኽውን Eንከሎ፡ ወኪል ምንቅስቓስ መንEሰያትን ኣቦ-ወንበር ሽማግለ ማሕበረ-ሰብ ብሄር-ኩናማን፡ ኣብ መኽፈቲ'ቲ ጉባኤ ናይ ደገፍ መግለጺ ሂቦም፡፡ ደሞክራስያዊ ውድብ ቀይሕ-ባሕሪ ዓፋር (ደ.ው.ቀ.ባ.ዓ.)፡ ኣብ'ቲ ጉባኤ ደገፉ ንምሃብ ወኪሉ ልIኹ'£ Eንተነበረ ብገለ ቴክኒካዊ ምክንያት ክርከብ ኣይከኣለን፡፡
መሰራቲ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ-ኤርትራ (ደ.ግ.ሓ.ሳ.ኤ.)፡ ኣብ ውሽጥን ወጻEን ንዝርከቡ ደቂ ብሄር-ሳሆ፡ ነዚ ተፈጢሩ ዘሎ Eሸል ብሄራዊ ውደባ መስራቲ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ - ኤርትራ (ደግሓሳኤ) ኣበጋጊስዎ ዘሎ ደሞክራስያዊ መደብ-Eዩን ዘሕለፎም ፖለቲካዊ ውሳኔታትን ኣብ ምEማቕን ብሄራዊ ወደባU ኣብ ምጉልባትን ኣብ ውሽጥን ወጻEን ንዝርከቡ ደቂ ብሄረ-ሳሆ ንጡፍ ደገፎም ንኸበርክቱ ጸዊU፡፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ መስመር ዓቲሮም ምስ ዝቃለሱ ብሄራውን ሕብረ-ብሄራውን ውድባት ኤርትራ፡ ዝተወሃሃደ ቃልሲ ንምክያድ ብሓደ ወገን፤ ምስ ኩሉ ሓይልታት ደምበ ተቓውሞ ድማ፡ ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ብምቅላስ ድህነትን ቀጻልነትን ህዝብታትና ንምውሓስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ፡ Eላማታት ቻርተር ንምEዋት ከኣ ብቲ ካልE ወገን፡ ደግሓሳኤ ድልውነቱ ብምርግጋጽ ጉባኤU ብዓወት ዛዚሙ፡፡
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ- ኤርትራ
12 ሰነ 2008
Frankfort conference December 15 2007 December 26, 2007
Mekete Frankfort January 12, 2008 መኸተ ንፍትሕን ንሰላምን።
እቲ ካብ ዕለት 02/2008 ጀሚሩ ኣብ ጀርመን ብፍላይ ከኣ ኣብ ፍራንክፎርት ብህግደፍ ሰላማዊ ስለፊ ክግበር ይድለ’ሎ ተባሂሉ ዝነቐለ ሓበሬታ ናብ ሰሚናር “መኸተ ንሃገር ምክልኻል” እናበሉ ብዘየሎን ዘይተኣወጀን ውግእ ዶብ ኣምሲሎም ናይ ገንዘብ መኤከቢ ሽጣራ ብምምሃዝ ጅባ ህዝቢ ናይ ምጉርጓር ትያትሮም ብኸምዚ ዝስዕብ ተኻታቲልናዮ።
ካብ’ዚ ዝተባህለ ዕለት ጀሚሩ ኣበይን መዓስ ከም ዝፍጸምን ንምፍላጥ ኣብ ዝተገበረ ምክትታል፡ ኣብ ፍራንክፎርት ውሽጢ ዘሎ ኣዳራሻት ናይ መንግስቲ ከም ዘይረኽቡ ንተቓወምቲ ብሩህ ስለ ዝነበረ፡ ኣበይ ረኺብና ይብሉ ንምፍላጥ ንጽበ ጸኒሕና። ድሕሪ ብዙሕ ምክትታል ድማ ኣብ ዕለት 07/08 ካብ ፍራንክፈርት ውጻኢ አሽቦርን ኣብ እትብሃል ንእሽቶ ከተማ ብዙሕ ገንዘብ ኣፍሲሶም ናይ ግሊ ኣዳራሽ ተኻሪዮም ሓለዋ ጸጥታ እውን ብገንዘብ ዝኽፈሉ ዓሲቦም ከም ዘለዉ ክፍለጥ ምስ ተኻእለ ነዚ ዝከታተሉ ኣካላት ሲቪክን ተቓወምትን ንምንታይ ኣብ ህዝቡ ግብረ-ሽበራ ዝፍጽም መንግስቲ ኣዳራሽ ተዋሂብዎ ተባሂሉ ናይ’ታ ከተማ ፖሊስ ተሓቲቶም ናይ ግሊ እንተኾይኑ ኣይንፈልጥን ናይ መንግስቲ ግን ኣይተዋህቦምን በሉ። እቲ ገዛ ናይ ቱርካውያን ማሕበር ኣዳራሽ ምኻኑ ተፈልጠ’ሞ ንሶም’ውን ተሓቲቶም ንሕና ገንዘብ ዝኸፈለ ፍቓድ ዘውጽኤ ነካርዮ ሽፍታ ድዩ መንግስቲ ንፈልጦ የብልናን ዝብል መልሲ ድሕሪ ምሃብ ምስ ፖሊስ ናይ’ታ ከተማ ብምርድዳእ ኣብ ኣዳራሽ ኣቲና ብሰላማዊ መንገዲ ክንምክቶ ከም ዝመደብና ኣፍሊጥና ዕለት 12/01/08 ስዓት 2.30 ኣብ ኣፍደገ ኣዳራሽ አሽቦርን በጻሕና። ናይ ምምጻእና ገለ ጽንጽንታ ድሮ ተሰሚዑ ስለ ዝነበረ ምስቲ ሰዓት ናይ ስራሕ ከም ዝሓለፎ እናላህለሀ ዝኣቱ ዝነበረ ህዝቢ ሓቢርና ስለ ዝነበርና ኣብ ኣፍደገ’ቲ ኣዳራሽ ካብ 15 ሰባት ዘይውሕዱ ሰዓብቲ ህግደፍ ምስቶም ናይ ጸጥታ ዕሱባቶም ኮይኖም እናሓበሩ ፈላለዩና።
እቶም ናይ ግሊ ኣኽበርቲ ጸጥታ ድማ ዋና ዝበለካ ሕጎም’ዩ፡ ንሕና ዕሱባት ስለ ዝዀንና ዝደለይዎ ከነእቱ ዘይደለይዎ ክንክልክል እዩ ስራሕና በሉ። ፖሊስ መጺኦም ምስ ሓተትዎም እውን፡ ኣብ ኤርትራ ያኢ ሕጊ ከም ዘለዎም ከምስሉ፡ እዚ ኣዳራሽ ተኻሪናዮ ኢና ዝመስለና ከነእቱን ክንክልክልን ሕጊ ይፍቕደልና እዩ በልዎም። ህዝባዊ ኣኼባ ዓዲምካ ብዝግበር ሌላን ጉሌላን ፖሊስ ገሪምዎም እታ ዝተኻረዩዋ ኣዳራሽ ዝብኢ ድዮም ከእትዉላ ህበይ ብዘየገድስ ናይ ግሊ ካብ ኮነት ካብዚ ቦታ ርሓቑሎም በሉና። ንሕና ድማ ተቓወምቲ ናይ’ቲ ኣኼባ’ቲ ከም ምዃንና መጠን ብሰላማዊ መንገዲ ኣብቲ ዝፍቀደና ቦታ ሃንደበታዊ ኣድማ ንምክያድ ሽዑ ንሽዑ ህጹጽ ፍቓድ ሓቲትና ነቶም ስዒቦም ናብ’ቲ ኣኼባ ንምርካብ ተብተብ ዝብሉ ዝነበሩ ደቂ ሃገርና ተቓውሞና ከነስምዕ ቀጸልና።
ሓደ ኣብ’ቲ ኣዳራሽ ኣትዩ ዝጸንሔ ተድሮስ ብርሃነ ዝበሃል መንእሰይ፡ ንሕና ቅድሚ ምምጻእና ካብ ኮፍ ዝበሎ ኣተንሲኦም ኣውጺኦም ከፋራርሕዎን ክህድድዎን ንሱ ንበይኑ ንዓሰርተ ዝኾኑ ክምክቶምን ጸኒሑና። &