ANNOUNCEMENT 2007
The VKP/KAMs team wishes the regular and the occasional
visitors of its www.baden-kunama.com,
a very MERRY XMASS and a very HAPPY NEW YEAR 2008.
The
VKP/KAM: (December 24, 2007).
ኣኼባ (November 27, 2007 Mekaleh-eritra.org
ኵሎም ኣብ ሃገር ጀርመን ዝርከቡ ፖለቲካውያን ውድባትን ሲቪላዊ ማሕበራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ኣገባብ ንምርድዳእ ካብ ወርሒ መስከረም 2007 ኣትሒዞም ዝፍጽምዎ ዘለዉ ዘተታት ብዓቢይ ተገዳስነት የካይድዎ ምህላዎም ዝዝከር እዩ።
ንዕኡ ናብ መጨረሽታኡ ንምብጻሕ ድማ ንዝመጽእ ዘሎ ሰንበት ዕለት 02 ታሕሳስ 2007 ሰዓት 14 ድ.ቀ. ኣብ በትሆቨን ስትራስሰ ቍጽሪ 28 (Bethoven Strasse
28) ከተማ ፍራንክፎርት ኣኼባ ኪቕጽል ምዃኑ ነፍልጥ።
ሓበሬታ፦ ናብ በትሆቨን ስትራስ ንምኻድ፡ ካብ መዓርፎ ባቡራት ፍራንክፎርት ናብ ቦከንሃይም ኣቢለን ብዝጐዓዛ ስትራሰንባናት ቁጽሪ 16/17 ኣብ ሳልሰይቲ መዕርፎአን ብምውራድ ንየማን ትኸዱ(ዳ)።
ናብ ቦከንሃይም ኣቢላ ምስ እትጐዓዝ ኡባን ቁጽሪ 4 ድማ ኣብ ቀዳመይቲ መዕርፎኣ ብምውራድ ንየማናይ ወገን ብዘሎ መደያይቦ ንላዕሊ ብምውጻእ ንየማን ትኸዱ(ዳ)።
ግዝያዊት ኣወሃሃዲት ሽማግለ
ናይ ሓባራዊት ሽማግለ ኤርትራውያን
ኣብ ሃገር ጀርመን
ፍራንክፎርት
26.11.2007
ተበግሶ ንኤርትራዊ ሃገራዊ ዋዕላ
ኮንፈረንስ ካስል
Mekaleh-eritra.org ( November
20, 2007)
ብዕለት 10 ሕዳር 2007 ብመጸዋዕታ ዶክቶር ሳህለ ተፋይን ዶክቶር ኣብርሃም ጳውሎስን ኣብ ከተማ ካስል ሃገር ጀርመን ዝተጋብአ ኣኼባ ግዱሳት ኤርትራውያን፡ ብዛዕባ AX| XqV ሰፊሕን ዓሚቝን ዝርርብ ኣካይዱ። እቲ ኣኼባ፡ ሃገርና ኤርትራ mk[} ch{ ምሕደራ B cl lp sk K}[p mk ኣስገ ]X| ochU~M ኣደዳ መቕዘፍትን ማእሰርትን ስደትን ኰይኖም፡ Bl ድማ KWrM
mkዲክታቶራውያን Bን ደገፍቶምን oko mk Kg sD sመ]F sio ogGM {mkT ከም ዘD VI s{] mk |
M|q} Mmkqp}} H } oሳሖም እታ ሃገር ድማ ኣብ ዓባይ ቤት ማእሰርቲ ነበርታ ተለዊጣ qXmk ከም ዘE ተገንዚቡ;
]Ds Bmk XqV mk qIo s]II Ks| smkD f|} MK} ዲክታቶርነት B \ch mk sDD g}: c} LM ሎም }NV[g D ንdD] ኢና kAልቲ Dog HFpqን kX\g LIkVqን { ካልኦት ኵDM
}AX| }HD | mkD ዝተጠርነፋን ዘይተጠርነፉን AV} XqV }Xs mk ሃገርና ተራኣዩ ዘይፈልጥ XqVg prXያዊ ስርዓትዚ sDM iMpq AAM dD[ mkM M{: g{ Hr sD
}lI skADD c} XcG ምዃኑውን ኣስሚሩሉ;
}MkX
መላኺ ሰርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ብምድካሙ ናይ ስልጣን ሃጓፍ ክርከብ ኣብ ዝቀላቐለሉ ዘሎ እዋን፡ mk[}o mkdhF[ D sD | ዘይተወገደ }d lBXq D KVIo Dog HFpq XqV}፡ M'}
mkchM{q mko ኣገዳሲ ዝዀነ g|g ናይ ሓባር AVg SmkH mkMMX] MeE] ናይ sMF
ጠባያት | D lqን K[D Dpg
Kpq}: o
}D} X{'D mkF ዝነበረ ብኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ዝተሰየመ EF mksHq lq፡ {o D g{ Fn sD NV[g H{q ck }D M}pq HD [V XqV
IkT ኣ}X ዲክታቶርነት B i} dF]} D} MBE ኣኼባ ርእዩ።
ኣኼበኛ፡ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ንዅነታቱ ናብ ንቡር ባህርያዊ ቦታኡ መሊሱ፡ ነቲ ገና ምስኡ ዘይተጠርነፈ ዘሎ ሓይልታትን ካልኦት ክፍልታት ሕብረተሰብናን ንኽጥርንፍን ተላብዩ፡ ነዚ ናብ ግብሪ ንምትርጓም ድማ፡-
ሓደ ሃገራዊ ዋዕላ ናይ ኵሎም ተቓወምቲ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዝዀኑ ውድባትን ሲቪላዊ ማሕበራትን ወከልቲ ኵሎም ብሔራት ኤርትራን መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ኣካላት ሕብረተሰብናን ከምኡውን ኣገደስቲ ውልቀሰባትን ዚሳታፍዎ ኪኸውንን ኣብ ዝቐልጠፈ እዋን ኪካየድን ከም ዘለዎን ተረዳዲኡ።
ነዚ ኣብ ግብሪ ንምትርጓም ንኽሕግዝ ድማ ተበግሶ ንኤርትራዊ ሃገራዊ ዋዕላ ዝተሰየመ ሓሙሽተ ብዝኣባላታ ሽማግለ ዝእለ ምንቅስቓስ ኣቚሙ።
ኣብ ሃገር ጀርመን ኣብ ኣገዳሲ ዘዝተባህለ ቦታታት ሰሚናራት ብምክየድ ከም ዝሰፍሕ ምግባርን ከምኡውን ነቶም ተዓዲሞም ገና ኪሳተፉ ዘይከኣሉ ዘለዉ ኵሎም ብድጋሚ ወኸሳታት ኪግበረሎምን ኣኼባ ተላብዩ።
ምስ ኵሎም ተመሳሳሊ ዕላማ ዘለዎም ኣብ ካልእ ሃገራት ዝርከቡ ምንቅስቓሳትን ጉጅለታትን